admin

ሄማቹርያ (ደም ኣብ ሽንቲ)

ደም ኣብ ሽንቲ (ሄማቹርያ) መብዛሕትኡ ግዜ ብከቢድ ኩነታት ዝብገስ እኳ እንተዘይኮነ ናብ ሓፈሻዊ ሓኪም ቀሪብካ ግን ክትምርመር ኣለካ። ከምዚ ምስ ዝኸውን ናብ ሓፈሻዊ ሓኪም ተርአ ወይ ናብ 111 ደውል ፦  ደም ኣብ ሽንቲ እንተ ሃልዩ ከምኡ ውን ፦ ካልእ ምልክታት እንተዘይብልካ ንመጀመርታ ግዜ...

መርመራ ጸቅጢ ደም

መርመራ ጸቕጢ ደም ናይ ደም ጸቕጢ ጽቡቅ ድዩ ልዑል ወይስ ትሑት ምዃኑ ይሕብር። ጸቕጢ ደም ማለት ደም ኣብ ዙርያ ኣካላት ክጭንጓዕ ከሎ ኣብ ጎድንታት ኣርተሪ ዝፈጥሮ ናይ ምድፋእ ሓይሊ ኢዩ። ትሑት ጸቕጢ ደም (ሃይፖቴንሽን) ዋላ እኳ ኣብ ገሊኦም ሰባት...

መርመራ ደም

ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ኣብነታት መርመራ ደም ሓደ ካብቶም ልሙዳትን ብዙሕ ጥቅምታት ዘለዎን  ሕክምናዊ መርመራ ኢዩ። ንኣብነት ፡ ናይ ደም መርመራ ኣብዞም ዝስዕቡ ኩነታት ክንጥቀመሉ ንኽእል ፦ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕና ንምግምጋም ረኽሲ እንድሕር ሃልዩኪ ንምፍካጥ ከም ጸላም ከብድን ኩላሊትን ዝኣመሰሉ ገለ ኣካላት ክሳዕ ክንደይ ብግቡእ ይሰርሑ ከም...

ምምሕልላፍ/ምስግጋር ደም

እዚ ደም ካብ ሓደ ሰብ(ወሃቢ) ናብ ካልእ ሰብ (ተቀባሊ) ምስግጋር ማለት ኢዩ። እዚ ኣዝዩ ውሑስ ዝኾነ መስርሕ ኮይኑ ህይወት ከድሕን ይኽእል ኢዩ። ስለምንታይ የድሊ? ሕጽረት ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም እንተ ኣልዩካ ፡ ምምሕልላፍ ደም ከድልየካ ይኽእል ኢዩ። እዚ ክኸውን ዝኽእል ሰውነትካ እኹል...

ስያኖሲስ (ሰማያዊ ቆርበት ወይከኣ ከንፈር)

ስያኖሲስ ማለት ሕብሪ ቆርበትካ ወይ ኸናፍርካ ሰማያዊ ክኸውን ከሎ ኢዩ። እዚ ምልክት ከቢድ ጥዕናዊ ጸገም ክኸውን ይኽእል ኢዩ። ሲያኖሲስ ከምዘለካ ብከመይ ትፈልጥ? ኣብዞም ዝስዕቡ ክፍልታት ኣካላትና ሰማያዊ ሕብሪ ከተስተብህል ትኽእል ፦ ኸናፍር ልሳን ግርጻን ቆርበት እዝኒ ኣብ ትሕቲ ጽፍሪ ጸሊም ቈርበት እንተ ሃልዩካ ሲያኖሲስ ኣብዚ ዝስዕብ ቦታታት ብቐሊሉ...

ደም ምስራብ

ደም ምስራብ ልሙድ ጸገም ኮይኑ ኣዝዩ ዘሕፍርን ንመዓልታዊ ህይወትካ ዝጸሉን እዩ። ነዚ ደው ንምባል ክትገብሮ እትኽእል ነገራት ኣሎ። ንገዛእ-ርእስኻ ካብ ደም ምስራብ ብኸመይ ደው ተብላ? ግበር ክትዛነ ፈትን ከምኡ ድማ ምስትንፋስ ዝሕግዝ ምውስዋስ ኣካላት ተላመድ ፦ እዚ ጭንቀትን ሻቅሎትን ንምንካይ ይሕግዝ። ክዳን ብምእላይን...

About Me

6 POSTS
0 COMMENTS
- Advertisement -spot_img

Latest News

ሄማቹርያ (ደም ኣብ ሽንቲ)

ደም ኣብ ሽንቲ (ሄማቹርያ) መብዛሕትኡ ግዜ ብከቢድ ኩነታት ዝብገስ እኳ እንተዘይኮነ ናብ ሓፈሻዊ ሓኪም ቀሪብካ ግን ክትምርመር ኣለካ። ከምዚ ምስ...
- Advertisement -spot_img